ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

Author name: Tedros

Balcony Piece I

One hand fighting with mosquitoes using a bat, a simple specimen of electrocution; another smsing with another sleepless soul for the immensely wide syllabus of DU; my fan creaking as it blows my unkempt countable hair that has seemed evenly grown grass on an asphalt; sweat itching my skin for the damp t-shit which has

Balcony Piece I Read More »

ወርሒ ምስ ተዓዘመት

እታ ኳዕናን ወርሒ ድምጽኻ ተቃልሕ መሪሓ ኣእምሮይ ምስልኻ ትገልህ፣ ዜማ ድምጽኻ፣ ናይ ዓይንኻ ሰም-ቍሊሕ ኣፍስስ እተብለለይ ወትሩ ክትበርህ ንልበይ ጸዓት’ያ፣ ብዘይ ብኣ ነይትሰርሕ። ኣብ ጁባታት ሰማይ ወርሒ የላን ሎሚ ገይራቶ ድምጽኻ ዝዓርነሰ ሕልሚ፣ ዝቕህም ኰኾብ ናይ ምስልኻ ወጅሂ፤ ዋላ ንኻልኢት ሓንሳብ ብረቐለይ ወይ ኣብ ክንዳኻ ወርሒ ሰንክትለይ። ኵሉ ናትካ ዘበለ ውሽጠይ ዝጠጀኦ ላዛኡን መቐረቱን ጸሚቘ

ወርሒ ምስ ተዓዘመት Read More »

መጽሓፍ “ሕግታት እንዳ’ባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት” ብመጕልሒ መነጽር

ሕግታት እንዳ’ባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት፤ ብምሉእብርሃን በርሀ ሓጎስ፤ ኣስመራ። ኤርትራ፥ ቤት ማሕተም ኣማን። 2009፤ ገጻት። VII+296፣ ሓፈሻዊ ትሕዝቶ መጽሓፍ ሕግታት እንዳ’ባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት እትብል መጽሓፍ ብምሉእብርሃን በርሀ ሓጎስ ኣብ ሚያዝያ 2009 ንዕዳጋ ተዘርጊሓ፣ ጸሓፊ እዛ መጽሓፍ ምሁር ሕጊ ምዃኑ ዝፍለጥ ኰይኑ። ነቲ ብዙሕ ሰብ ብቃል ጥራይ ክዝረበሎም ዝሰምዖ ትሕዝቶታት ሕግታት

መጽሓፍ “ሕግታት እንዳ’ባ ብመንጽር ዘመናዊ ሕጊ ንጾታዊ ማዕርነት” ብመጕልሒ መነጽር Read More »

Scroll to Top