ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ኣሕታሚ እምኵሉ

ንጽፉፍን ስሉጥን ኣገልግሎት ሕትመት!

ቅድሚ‘ዛ መዓልቲ‘ዚኣ ምስ ፖሊስ ዝተራኸብኩለን መዓልታት ምስ‘ዛ ዳሕረወይቲ መዓልቲ‘ዚኣ ዋላ ንፈውሲ ማሕላ ብፍጹም ኣይነጻጸራን እየን። ክዛረብ ዕድል ከይሃቡ፡ በዲለ ድየ ኣይበደልኩን’ውን ከይሓተቱ፡ ተሳሂሎምኒ። እቶም ክልተ በበትሮም ሒዞም፡ እቶም ዝተረፉ ክልተ ድማ ብቕልዒትን ጕስጢን ምዝራብ ክሳብ ዝስእን ምንህንህ ኣቢሎም ኣብ ባይታ ሰጢሖምኒ። እቲ ዝዘነበኒ ውቅዒቶም ኣብ ኣእምሮይ እናደጋገምኩ፡ ንነብሰይ ከም ሓንቲ ብጅግ–ጅግ ዝበለት ብላይ ጨርቂ ሰኣልኩዋ። ገጸይ ዝዓንበሰ ኰይኑ ይስመዓኒ ነይሩ፣ ካልእ ኣካላተይ ድማ ክብጠሳ ቍሩብ ብዝተረፈን ኣፋትል ዝተንጠልጠላ ኰይነን ተሰሚዐናኒ። እቶም ኣባላት ፖሊስ፡ ላህሊሆም እንተ ዘይገድፉኒ እተን ኣፍታል ምተበታተኻ።
ናብ‘ቲ ሓላፊ መደበር ወሲዶም ኣብ ቅድሚኡ ኮፍ ኣበሉኒ። እቲ ሓላፊ፡ ንሓደ ርብዒ ሰዓት ኣቢሉ ኣብ ሓንቲ ወረቐት ክጽሕፍ ቅንዕ ኢሉ’ውን ኣይረኣየንን። እቲ ተረው–ተረው ዝብል ስምዒት ናይ‘ቲ ብማህረምቲ ዝበሰለ ሰብነተይ ንዓመታት ዝተጸበኹ ኰይኑ ከም ዝስመዓኒ ገበረ።
Emkulu Publisher

Our Featured Products

Our Podcast

ኣብ´ዞም ዝስዕቡ ስራሓት ክንሕግዘኩም ንኽእል

ኣርትዖት ትሕዝቶ

100%

ቅርጺ መጽሓፍ

100%

ቅዲ ገበር መጽሓፍ

75%

ትርጕም

100%

ንድፊ መርበብ ሓበሬታ ንደራሲ

75%

ንተወሳኺ ኣብዚ እተዉ፤

ኣርትዖት

ካብ መሰረታዊ ክሳብ ኣጽፋፊ ኣርትዖት

ኣርትዖት

ካብ መሰረታዊ ክሳብ ኣጽፋፊ ኣርትዖት

ኣርትዖት

ካብ መሰረታዊ ክሳብ ኣጽፋፊ ኣርትዖት

ኣርትዖት

ካብ መሰረታዊ ክሳብ ኣጽፋፊ ኣርትዖት
Emkulu Publisher

Our Blog Posts

ሓጺር ዛንታ|Short Story

ወዲ የማነ

ቅድሚ’ዛ መዓልቲ’ዚኣ ምስ ፖሊስ ዝተራኸብኩለን መዓልታት ምስ’ዛ ዳሕረወይቲ መዓልቲ’ዚኣ ዋላ ንፈውሲ ማሕላ ብፍጹም ኣይነጻጸራን እየን። ክዛረብ ዕድል ከይሃቡ፡ በዲለ ድየ ኣይበደልኩን’ውን ከይሓተቱ፡ ተሳሂሎምኒ። እቶም ክልተ

Read More
ግጥሚ|Poetry

ዘንጊ ሓቂ

፩ ዓሰርተ ሓሙሸተ’ዮም ኢሎምዎም፡ ሽሕ ዕጽፍታት’ዚ ቍጽሪ ክነሶም፣ ሓመድ ተነጺፎም ተተርኢሶም እምኒ፡ ቃላቶም ዕንጋሎ ከርሲ፡ ‘ትረፍ ንእዝኒ። ፈሊጦም፤ ስጋ ሓላፊ ስም ተራፊ፡ ንጐድኖም ክደልዩሉ ቈጽሊ

Read More
ሓጺር ዛንታ|Short Story

ሓምሳ ሽሕ

ኣቶ ዘወልዲ ካብ መኪናኡ ብቕልጡፍ ወሪዱ ናብቲ መደበር ፖሊስ ብምእታው፡ ብቐጥታ ናብቲ መዝጋቢ ዕለታዊ ፍጻሜ ዝነበረ ተረኛ ፖሊስ ኣምረሐ። እቲ ፖሊስ፡ ንኽሰምዖ ድሉዎ ምስ ኰነ፡

Read More
Balcony Pieces

Gammalt vin smakar bättre

Resan mellan den dagen jag föddes och nu har gått jättefort. Jag gick genom många krokiga och krångliga händelser. Men den viktigaste minne jag har

Read More
ሓጺር ዛንታ|Short Story

ኣውቶቡስ ምሸት

ሰመረ ሰዓቱ እናራኣየ ናብ መጸበዪ ኣውቶቡስ በጽሐ’ሞ፡ ምስ’ቶም ናብ ገገዛኦም ክኸዱ ዝተሃወኹ ሰባት ተጸንበረ። ጻዕቂ ተጸበይቲ ምስ ረኣየ፡ እታ ኣውቶቡስ ኣመና ከም ዝደንጐየት ንምግማት ኣየጸገሞን።

Read More
ግጥሚ|Poetry

ምልሶት ንዓዲ

ን’ሓት ናፍቖት ዘቐምሰሎም ሕጻናት ኣጓብዞም ዝነጸፉ ኣዳራሻት ቁሸታት ሓዳር ሕልሚ ዝዀነን ጐራዙ ሕጽኖት ሓንቲ ለይቲ ዝጓዓዙ ብግዜ ዝቋመር ዝርካቡ ሰብኣይ ዕብራን ኣደ ዘይትምነዮ ንኣባይ እግሪ

Read More
Scroll to Top