SKU 800-5-00-071961-1 Category

እቲ ዕንጭቝሊት ልኡል (Eti Enchiqwilit Leul)

235,00 kr

Availability: In stock

Description

እቲ ዕንጭቝሊት ልኡል

ብኣንትዋን ደ ሳን ኤክሱፐሪ

ትርጕም፤ ዳንኤል ሰመረ ተስፋይ

ብቘልዑን ዓበይቲ እትንበብ ጽዋ ኰይና፡ እቲ ዛንታ ንዕዶት ሓደ ንእሽቶ ልኡል ኣብ እተፈላለዩ ፕላኔታትን መሬትን ተኸቲሉ፡ ንቴማታት ጽምዋ፡ ምሕዝነት፡ ፍቕሪን ክስራን ትድህስስ። ዋላ’ኳ ብቕዲ ናይ ቈልዑ መጽሓፍ እንተ ቀረበት፡ ብዛዕባ ህይወት፡ ዓበይቲ ሰባትን ሓፈሻዊ ተፈጥሮ ሰብ’ውን ትእምት።

Related Product

Scroll to Top