ዝተሰብረ ሕልሚ፤ …ዝኽሪ መስከረም 2001 | Brusten dröm: …minne om september 2001
ኣሰናዳኢ፤ ግርማይ ዮውሃንስ |Redaktör: Ghirmay Yohannes
ቍ. ገጽ 244 | 244 sidor
ፍጻመ መስከረም 2001 ኣብ ታሪኽ ዘመናዊት ኤርትራ ዓቢ ናይ መቐጸልታ ምዝባዕ ነጥቢ ኰይና። እቲ ፍጻመ ነቲ ናይ ዲሞክራሲን ሕገ-መንግስትን ምዝባዕ ነጥቢ ኰይና። እቲ ፍጻመ ነቲ ናይ ዲሞክራሲን ሕገ-መንግስትን ሕልሚ ኤርትራውያን ብምሉኡ ምድምሳስ፡ ኣብታ ሃገር ናይ ፍርሕን ናይ ሕልሚ ኤርትራውያን ብምሉኡ ብምድምሳስ፡ ኣብታ ሃገር ናይ ፍርሕን ናይ መንእሰያት ናብ ስደት ምውሓዝን መድረኽ ከፈተ። እቲ ስርዓት ንኣስማቶም መንእሰያት ናብ ስደት ምውሓዝን መድረኽ ከፈተ። እቲ ስርዓት ንኣስማቶም ካብ ታሪኽ ክድምስሶን ንኣካሎም ክዓጽዎን እንተ ጸዓረ’ኳ፡ እቶም እሱራት ካብ ታሪኽ ክድምስሶን ንኣካሎም ክዓጽዎን እንተ ጸዓረ’ኳ፡ እቶም እሱራት ጂ-15ን ጋዜጠኛታትን ግን ኣብ ልቢ ወለዶታት ከም መትከላውያን፡ መስረትቲ ጂ-15ን ጋዜጠኛታትን ግን ኣብ ልቢ ወለዶታት ከም መትከላውያን፡ መስረትቲ ናጻ ኣተሓሳስባን ህያው ምልክት ናይቲ ዘይስዓር ናይ ፍትሒ ሕልምን ኮይኖም ናጻ ኣተሓሳስባን ህያው ምልክት ናይቲ ዘይስዓር ናይ ፍትሒ ሕልምን ኮይኖም ንዘለኣለም ክዝከሩ እዮም። ንዘለኣለም ክዝከሩ እዮም።
Händelsen i september 2001 blev en stor och avgörande vändpunkt i det moderna Eritreas historia. Den krossade eritreanernas punkt i det moderna Eritreas historia. Den krossade eritreanernas alla drömmar om demokrati och en konstitution, och öppnade en alla drömmar om demokrati och en konstitution, och öppnade en era av fruktan och flykt för de unga. Även om regimen har försökt era av fruktan och flykt för de unga. Även om regimen har försökt rradera deras namn ur historien och stänga in deras kroppar, kommer adera deras namn ur historien och stänga in deras kroppar, kommer de fängslade i G-15 och journalisterna för alltid att minnas i generade fängslade i G-15 och journalisterna för alltid att minnas i generationers hjärtan som principfasta pionjärer för fritt tänkande och som tioners hjärtan som principfasta pionjärer för fritt tänkande och som levande symboler för den obetvingliga drömmen om rättvisa. levande symboler för den obetvingliga drömmen om rättvisa.
===
ቅድሚ ፍትሒ ስቕታኻ ዝሓትት ዝዀነ ይኹን ነገር ንእሙንነትካ ኣይበቅዕን እዩ። ኣቦይ ናጽነቱ ኣሕሊፉ ሂቡ፣ ምኽንያቱ ኤርትራ ኣብ ሓቂ ዝተደኰነ መጻኢ እዩ። ኣቦይ ናጽነቱ ኣሕሊፉ ሂቡ፣ ምኽንያቱ ኤርትራ ኣብ ሓቂ ዝተደኰነ መጻኢ ይግብኣ እዩ ኢሉ ስለ ዝኣመነ። ግን ሓደ ሓደ ግዜ ባዕለይ ንባዕለይ እሓትት… ይግብኣ እዩ ኢሉ ስለ ዝኣመነ። ግን ሓደ ሓደ ግዜ ባዕለይ ንባዕለይ እሓትት… ኤርትራ ንኣቦይ እንታይ ገይራትሉ? እቶም ስሙ ክጽውዑ ዝግበኦም ዝነበሩ ኤርትራ ንኣቦይ እንታይ ገይራትሉ? እቶም ስሙ ክጽውዑ ዝግበኦም ዝነበሩ ድምጽታት ኣበይ ነይሮም? እቶም “ይኣክል!” ክብሉ ዝግበኦም ዝነበሩ ህዝቢ ድምጽታት ኣበይ ነይሮም? እቶም “ይኣክል!” ክብሉ ዝግበኦም ዝነበሩ ህዝቢ ኣበይ ነይሮም? ንስኻትኩም ኣበይ ነይርኩም? ኣበይ ነይሮም? ንስኻትኩም ኣበይ ነይርኩም?
— ኣርያም ዳዊት ሃብተሚካኤል
Ingen stat förtjänar din lojalitet om den kräver din tystnad inför orättvisa. Min pappa gav upp sin frihet för att han trodde att Eritrea förtjänade en framtid byggd på sanning. Men ibland frågar jag mig själv… Vad har Eritrea gjort för min pappa? Var fanns rösterna som borde ha ropat hans namn? Var fanns människorna som borde ha sagt “Nu räcker det”? Var fanns ni?
— Ariam Dawit Habtemichael





Reviews
There are no reviews yet.