ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ኣይወድኻን’ዩ ዛንታ ሄለን (Aywedkhan’yu Zanta Helen)

መጽሓፍ ኣይወድኻን’ዩ ዛንታ ሄለን፡ 124 ገጻት ዘለዋ መጽሓፍ ኮይና፡ መንእሰያት ኣብ ጉዕዞ ህይወቶም ብጥልቃቀ ክኸዱ ከምዘለዎምን፡ ንዘጋጥሞም ጸገማት ድማ ብኸመይ ክብድሁ ከምዘለዎም እተርኢ መጽሓፍ እያ።

235,00 kr

Description

ኣይወድኻን’ዩ ዛንታ ሄለን

ደራሲ፡ ጸጋብርሃን ጎይትኦም

ገጻት መጽሓፍ፡ 124

መጽሓፍ ኣይወድኻን’ዩ ዛንታ ሄለን፡ ናይ ሓንቲ ኣብ መወዳእታ ዕስራታት እትርከብ ሄለን ዝስማ መንእሰይ ሓቀኛ ታሪኽ ኮይና፡ እታ ጓል ኣንስተይቲ ተሰካሚት HIV ብምዃን ንህይወት ንምግጣም እተካይዶ ብድሆ እትገልጽ እያ።

መንእሰይ ሄለን፡ ካብታ ተሰካሚት ኤች ኣይ ቪ ምዃና ዝፈለጠትላ ዕለት፡ ውላድ ንምርካብ እገብሮ ጻዕርን፡ ኣብ ህይወታን ስራሓን ተዓዊታ ንምውጻእ እተካይዶ ቓልስን እተርኢ፡ ንመንእሰያት ብፍላይ ንዘጋጥመካ ብድሆ ህይወት ብኸመይ ክትሰግሮ ከምዘለካ እተርኢ ዛንታ እያ።

መጽሓፍ ኣይወድኻን’ዩ ዛንታ ሄለን፡ 124 ገጻት ዘለዋ መጽሓፍ ኮይና፡ መንእሰያት ኣብ ጉዕዞ ህይወቶም ብጥልቃቀ ክኸዱ ከምዘለዎምን፡ ንዘጋጥሞም ጸገማት ድማ ብኸመይ ክብድሁ ከምዘለዎም እተርኢ መጽሓፍ እያ።

Related Product

Scroll to Top