ማሕፉዳ ተቓላሳይ

ማሕፉዳ ተቓላሳይ
ማሕፉዳ ተቓላሳይ

ብመርሃዊ ወልደሚካኤል

ማሕፉዳ ተቓላሳይ፡ኣብ ክልተ ክፋላት ንህልው ኵነታት ኤርትራ ኣብ ዝምልከቱ ዝግበር ልዝብን ክትዕን ሓገዝቲ ክኑ ተስፋ ዝግበረሎም ሓሳብ ቀሪባ ትርከብ። ኣብ’ቲ ቀዳማይ፡ ብዙሕ እዋን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ብሃውሪ ንዝለዓሉ ኣምራት መብርሒ ትህብ፣ ኣብ’ቲ ካልኣይ ክፋል ድማ፡ ሓደ ተቓላሳይ ክገብሮም ዘለዎም ነገራትን ክህልዉዎ ዘልዎም ባህርያትን መርገጺታትን ብእማመ መልክዕ ኣቕሪባ ትርከብ። እዛ ስራሕ፡ ጸሓፊኣ ንምብህሃልን ንኽትዕን ዘዳለዋ ብምዃኑ፡ ብዘይ ክፍሊት ኣብ’ዚ መርበብ ሓበሬታ ኣሪድኩም ኣብ መቐመሪትኩም (ኮምፕዩተርኩም) ብምጽዓን ክትነቡዋ ትኽእሉ።

መርሃዊ ወልደሚካኤል፡ ንሓያሎ ዓመታት ኣብ ዝተፈላለዩ መሕበራዊ መራኸቢታት ስሑፋቱ ዘቕረበን ከም ጋዜጠኛ ራድዮ’ውን ዝሰርሐ ጸሓፊ ይኑ፡ ኣብ ቀረባ ግዜ ድማ ናይ ነዊሕ ልብ ወለድ ዛንታ መጽሓፉ ብምጽፋፍ ንምዝርጋህ ይቀራረብ ኣሎ።

Size: 1.5MB