ኣብ´ዞም ዝስዕቡ ስራሓት ክንሕግዘኩም ንኽእል
ኣርትዖት ትሕዝቶ
100%
ቅርጺ መጽሓፍ
100%
ቅዲ ገበር መጽሓፍ
75%
ትርጕም
100%
ንድፊ መርበብ ሓበሬታ ንደራሲ
75%
ብዛዕባ ኣሕታሚ እምኵሉ ንኽትፈልጡ ምስ እትደልዩ፡ ዝርዝር እንህቦም ኣገልግሎታት ብምውካስን ብቐጥታ ናባና ብምጽሓፍን ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።
ካብ መሰረታዊ ክሳብ ኣጽፋፊ ኣርትዖት
ቅርጺ መጽሓፍን ንድፊ ገበር መጽሓፍን
ኣገልግሎት ሕትመትን ምዝርጋሕን
ትርጕም ስነ-ጥበባዊ ስራሓት
መሰረታውያን ሕቶታት፡ ርእይቶታትን ሓሳባትን ብምልጋስ፡ ምዕባለኣዊ ኣርትዖት ኣብ ዛንታ፤
- ትሕዝቶ ዛንታ
- ቅርጺ ዛንታ
- ቅዲ ዛንታ
- ኣቀራርባ (ምጽፋፍ)
ትርጕም ስነ-ጥበባውያን ስራሓት ናብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት።
- ዘመናውያን ከምኡ`ውን ነቲ ሞያ ዝበቕዑ ፕሮግራማት ኮምፕዩተር ተጠቒምና፡ ቅርጺ ትሕዝቶ መጽሓፍቲ ነዳሉ
- ሞያውያን ስነ-ጥበበኛታት ዘዳልዉዎ ገበራት መጽሓፍቲ
ብዲጂታላዊ ሕትምት ፈርዮም፡ ብተመጣጣኒን ተመሳስሊን ዋጋ ኣብ መላእ ዓለም ዝዝርግሑ መጽሓፍቲ ምድላው። ከም ምርጫ ኣንባቢ፡ ምድላው ኤልክትሮኒካዊ መጽሓፍቲ።