ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

እንህቦም ኣገልግሎታት

ኣርትዖት

ካብ መሰረታዊ ክሳብ ኣጽፋፊ ኣርትዖት

ቅርጺን ንድፊን

ቅርጺ መጽሓፍን ንድፊ ገበር መጽሓፍን

ትርጕም

ትርጕም ስነ-ጥበባዊ ስራሓት

ሕትመት

ኣገልግሎት ሕትመትን ምዝርጋሕን.

ኣብ´ዞም ዝስዕቡ ስራሓት ክንሕግዘኩም ንኽእል

ኣርትዖት ትሕዝቶ 100%
ቅርጺ መጽሓፍ 100%
ቅዲ ገበር መጽሓፍ 75%
ትርጕም 100%
ንድፊ መርበብ ሓበሬታ ንደራሲ 75%

ንተወሳኺ ኣብዚ እተዉ፤

ካብ'ቶም ብጽፈት እንሰርሖም ስራሓት ገለ ንምዝርዛር

ኣርትዖት

ኣርትዖት
መሰረታውያን ሕቶታት፡ ርእይቶታትን ሓሳባትን
ብምልጋስ፡ ምዕባለኣዊ ኣርትዖት ኣብ ዛንታ፤
- ትሕዝቶ ዛንታ
- ቅርጺ ዛንታ
- ቅዲ ዛንታ
- ኣቀራርባ (ምጽፋፍ)

ቅርጺ መጽሓፍን ንድፊ ገበረን

- ዘመናውያን ከምኡ`ውን ነቲ ሞያ ዝበቕዑ ፕሮግራማት ኮምፕዩተር ተጠቒምና፡ ቅርጺ ትሕዝቶ መጽሓፍቲ ነዳሉ
- ሞያውያን ስነ-ጥበበኛታት ዘዳልዉዎ ገበራት መጽሓፍቲ

ትርጕም

ትርጕም ስነ-ጥበባውያን ስራሓት ናብ ዝተፈላለዩ ቋንቋታት።

ሕትመት

ሕትመት ብዲጂታላዊ ሕትምት ፈርዮም፡ ብተመጣጣኒን ተመሳስሊን ዋጋ ኣብ መላእ ዓለም ዝዝርግሑ መጽሓፍቲ ምድላው። ከም ምርጫ ኣንባቢ፡ ምድላው ኤልክትሮኒካዊ መጽሓፍቲ።

Scroll to Top