ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

Category

ብድሕሪ ማዕጾ (Bidhri Maetso)

ናይ ሃይለ ቢዘን ሕሩያት ግጥምታት ዝሓዘት “ብድሕሪ ማዕጾ”፡ ፋልማይ ብ2008 ኣብ ኣስመራ ተሓቲማ ንንባብ በቒዓ ነይራ። ሃይለ፡ ብስደት ካብ ሃገር ምስ ምውጽኡን ብዙሕ ዝርጋሐን’ውን ስለ ዘይነበራ፡ ብሰፊሕ ዘይተነበት ስራሑ ከይኰነት ኣይተርፍን።

300,00 kr

Description

ብድሕሪ ማዕጾ፤ ሕሩይ ቅንየት

ካልኣይ ሕታም

ብሃይለ ቢዘን

ቍ. ገጽ 76፣ ተሪር ገበር

ናይ ሃይለ ቢዘን ሕሩያት ግጥምታት ዝሓዘት “ብድሕሪ ማዕጾ”፡ ፋልማይ ብ2008 ኣብ ኣስመራ ተሓቲማ ንንባብ በቒዓ ነይራ። ሃይለ፡ ብስደት ካብ ሃገር ምስ ምውጽኡን ብዙሕ ዝርጋሐን’ውን ስለ ዘይነበራ፡ ብሰፊሕ ዘይተነበት ስራሑ ከይኰነት ኣይተርፍን።

ካብ መጀመራያ 1990ታት ኣትሒዙ ዝገጠሞም ግጥምታት ሃይለ ዘካታት “ብድሕሪ ማዕጾ”፡ መቕድም ብፍትሒ ዓንዶም ተጻሒፉዋ፡ ዳግም ተሓቲማ ንነባቢ ቀሪባ እነሀት። እቶም ግጥምታት፡ ንልሉያት ታሪኻውያን ፍጻሜታት ኤርትራ ዘጣመረት ኰይና፡ ፍልያት ቅድታት ኣገጣጥማ ሃይለ ተንጸባሪቑዋ ይርከብ። ቍጠባ ቃላት ኣብ ግጥምታት ሃይለ፡ ድሒሮም ኣብ ዝሰዓቡ ስራሓቱ ብዝበለጸ ኣማዕቢሉዎም ይረአ። ኣብ’ዛ መጽሓፍ ኣብ ዘለዉ ግጥምታት ድማ፡ መሰረት ናይ’ቶም ዝሰዓቡ ይረአ።

Related Product

Scroll to Top