Skip to content
-
-
-
-
-
-
-
-
-
- ናጻ ኤ-መጽሓፍ
-
- ማሕፉዳ ተቓላሳይ (ኣብ'ዚኣ ጠውቑ) ብመርሃዊ ወልደሚካኤል ማሕፉዳ ተቓላሳይ፡ኣብ ክልተ ክፋላት ንህልው ኵነታት ኤርትራ ኣብ ዝምልከቱ ዝግበር ልዝብን ክትዕን ሓገዝቲ ክዀኑ ተስፋ ዝግበረሎም ሓሳብ ቀሪባ ትርከብ። ኣብ'ቲ ቀዳማይ፡ ብዙሕ እዋን ኣብ መራኸቢ ብዙሓን ብሃውሪ ንዝለዓሉ ኣምራት መብርሒ ትህብ፣ ኣብ'ቲ ካልኣይ ክፋል ድማ፡ ሓደ ተቓላሳይ ክገብሮም ዘለዎም ነገራትን ክህልዉዎ ዘልዎም ባህርያትን መርገጺታትን ብእማመ መልክዕ ኣቕሪባ ትርከብ።
- Read more
-
-
- መዘክር
-
kr195.00
- ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ቅዳማይ ክፋል 1970ታት፡ ሓፋሽ ውድባት ኣብ ኤውራጳ፡ ሳግም፡ ከምኡ'ውን ውልቃዊ ተዘክሮ ተስፋሚካኤል ብኸመይ ናብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምእታው እትትርኽ ናይ መዝክር መጽሓፍ እያ።
- Add to basket
-
-
ዓቢ ምጕዳል ዋጋ!
- Uncategorized
-
kr185.00
- ባህጊ ልብ ወለድ ዛንታ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ባህጊ፡ ፍሉይ ተውህቦ ዘለዋ ጓል ኰይና፡ ኣቦኣ - ደራሲ ኣስመሮም - ባህግታታን ሕልምታታን ክዉን ንምግባሮም የተባብዓ። ልክዕ ከም ብዙሓት ነጻ ዝኣተሓሳስባኦም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ ተራእዮም ንማእሰርቲ ዝቃልዑዎ፡ ንሱ'ውን ዕጫኦም ይገጥሞ። ኣስመሮም፡ ምስ ስድራኡ ርክብ ዝፈጥረሉ ኣገባት ብምፍጣር፡ ዛንታታት ኣጽሊቝ ንምውጻእ ድማ ይዕወት። 'ሕልሚ ኣሎካ'ዶ፧' ዝብል ሕቶ፡ ሕመረት ትረኻ'ዛ ልብ ወለድ...
- Add to basket
-
-
ዓቢ ምጕዳል ዋጋ!
- ሓጺር ዛንታ
-
kr195.00
- ንጉስ ገበን ሓጸርቲ ዛንታታት ብደንደን ሰለሙን ንጉስ ገበን፡ ዓሰርተ ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት ስራሕ ኰይና፡ ቀሪባቶም ዘላ ዛንታታት፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ኤርትራ ዝሓልፎም ዘሎ ተመኵሮታት ይትርኹ። ህይወት ዕውልናን ገበንን፡ ፍቕርን ጥልመትን፡ ስደትን በሰላኡን... እዞም ዛንታታት ኣልዒሎምዎም ዝርከቡ ዛዕባታት እዮም።
- Add to basket
-
-
ዓቢ ምጕዳል ዋጋ!
- ፖሊቲካ
-
kr120.00
- ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ ዘይልብ ወለዳዊ ስራሕ ብመሓመድ ሓሰንን ግሬጓር ላልየን፡ ትርጕም ሩት ስምኦን ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ ኢትዮጵያ ካብ ቅድሚ ሚኢቲ ዓመታት ከም ውህድቲ ሃገር ካብ እትቐውም ክሳዕ 2016 እትትርኽ ስራሕ እያ። ብመልክዕ ቃለ-መሕትት ኣብ መንጎ ክኢላ ጂኦፖሊቲካን ዓረባዊ ዓለመን መሓመድ ሓሰን (ዶ/ር) ከምኡ'ውን ግሬጓር ላልየን ናይ ኢንቨስቲግ'ኣክሽን ዝበሃል ናይ ቋንቋ ፈረንሳይኛ መርበብ ሓበሬታ ዝቐረበት መጽሓፍ እያ...
- Add to basket