ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ሶይራ መርሬታ|Soyra Blog

ወዲ የማነ

ቅድሚ’ዛ መዓልቲ’ዚኣ ምስ ፖሊስ ዝተራኸብኩለን መዓልታት ምስ’ዛ ዳሕረወይቲ መዓልቲ’ዚኣ ዋላ ንፈውሲ ማሕላ ብፍጹም ኣይነጻጸራን እየን። ክዛረብ ዕድል ከይሃቡ፡ በዲለ ድየ ኣይበደልኩን’ውን ከይሓተቱ፡ ተሳሂሎምኒ። እቶም ክልተ በበትሮም ሒዞም፡ እቶም ዝተረፉ ክልተ ድማ ብቕልዒትን ጕስጢን ምዝራብ ክሳብ ዝስእን ምንህንህ ኣቢሎም ኣብ ባይታ

Read More »

ዘንጊ ሓቂ

፩ ዓሰርተ ሓሙሸተ’ዮም ኢሎምዎም፡ ሽሕ ዕጽፍታት’ዚ ቍጽሪ ክነሶም፣ ሓመድ ተነጺፎም ተተርኢሶም እምኒ፡ ቃላቶም ዕንጋሎ ከርሲ፡ ‘ትረፍ ንእዝኒ። ፈሊጦም፤ ስጋ ሓላፊ ስም ተራፊ፡ ንጐድኖም ክደልዩሉ ቈጽሊ መዕረፊ፡ ነታ ዘንጊ ሓቂ ክዀኑ ምርኵሳ ብቝሊ ቅንዕናኦም ተባሂሉ ኣበሳ። ፪ ገለ ይብሉ፡ “ኣጐምጅዩዎም ኰረሻ፣

Read More »

ሓምሳ ሽሕ

ኣቶ ዘወልዲ ካብ መኪናኡ ብቕልጡፍ ወሪዱ ናብቲ መደበር ፖሊስ ብምእታው፡ ብቐጥታ ናብቲ መዝጋቢ ዕለታዊ ፍጻሜ ዝነበረ ተረኛ ፖሊስ ኣምረሐ። እቲ ፖሊስ፡ ንኽሰምዖ ድሉዎ ምስ ኰነ፡ ኣቶ ዘወልዲ መምጽኢኡ ብዝርዝር ሓበሮ፤“ሎሚ ከባቢ ሰዓት ዓሰርተ ኣቢሉ፡ መኪናይ ኣብ ከባቢ ካርቱም ሆቴል ኣብ

Read More »

Gammalt vin smakar bättre

Resan mellan den dagen jag föddes och nu har gått jättefort. Jag gick genom många krokiga och krångliga händelser. Men den viktigaste minne jag har om den första händelse i mitt liv – när jag föddes – är inte att

Read More »

ኣውቶቡስ ምሸት

ሰመረ ሰዓቱ እናራኣየ ናብ መጸበዪ ኣውቶቡስ በጽሐ’ሞ፡ ምስ’ቶም ናብ ገገዛኦም ክኸዱ ዝተሃወኹ ሰባት ተጸንበረ። ጻዕቂ ተጸበይቲ ምስ ረኣየ፡ እታ ኣውቶቡስ ኣመና ከም ዝደንጐየት ንምግማት ኣየጸገሞን። ኣቦይ ባሻይ፡ እቶም ገዚፍ ካቦት ምስ ኣረጊት ናይ ጎልፎ ቆቢዕ ዘዘውትሩ ዓሚል ኣውቶቡስ ነታ ዘይፈልዩዋ

Read More »

ምልሶት ንዓዲ

ን’ሓት ናፍቖት ዘቐምሰሎም ሕጻናት ኣጓብዞም ዝነጸፉ ኣዳራሻት ቁሸታት ሓዳር ሕልሚ ዝዀነን ጐራዙ ሕጽኖት ሓንቲ ለይቲ ዝጓዓዙ ብግዜ ዝቋመር ዝርካቡ ሰብኣይ ዕብራን ኣደ ዘይትምነዮ ንኣባይ እግሪ ታንክ ዝፈሓሮም ገጻት ቍሪ ዘንጸለን ስድራ–ቤታት ብቐትሩ ዝገሃሙ ፍሩያት ፈዛዛት ኣዒንቲ ምብራቕ ዘየለልዩ ኣእምሮ፡ ‘ትርፎ

Read More »

En Resa till Rossön

Idag reste min kollega Aron och jag till Rossön. Vi skulle hamna i Rossön by efter vi körde genom Backe by. Vi körde fort de 10 km avstånd mellan de två byar för att hinna i tid till vårt bokade

Read More »

ጕዕዞ ናብ ሮሰን

ሎሚ፡ ምስ ኣሮን መሳርሕተይ ብስራሕ ናብ ሮሰን ገይሽና። ሮሰን እትበሃል ቁሸት፡ ባከ ንእትበሃል ቁሸት ረጊጽና ምስ ሓለፍና ኢና ክንብጽሓ ዝነበረና። ነቲ ኣብ መንጐአን ዘሎ ናይ ኣስታት 10 ኪ.ሜ. ፍልልይ፡ ቈጸራና ንምርካብ ብልዑል ፍጥነት እናተሓንበብና ኢና ሸፊናዮ። ኣብቲ ቅጥራን ከም ረጒድ

Read More »

ሓደ ምቕሉል እማመ ንምምስራት ሃገረ ኣግኣዝያን

ናሁ፡ ጸሐፍኩ፡ ለኩም፡ ዘንተ፡ ጸሑፍ፡ በብዙኅ፡ አስተሐምሞ፡ ወጽሒቅ፡ ከመ፡ ይኩነኩም፡ ረባሐ። ሓደ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ንጡፍ ዝዀነ ፈላጢየይ፡ “ለንቅነ ኣግኣዝያን’ያ ዓሚራ ዘላ፡ ናብኣ ከብል’የ” ክብል ሰሚዐዮ። እቲ ግልብጥ ግልብጥ ዝብል ተግባሩ፡ ነቲ ቈልዑ እንከላና በብግዜኡ ንቐያይሮ ዝነበርና ጸውታታት ኣዅድር፡ ኵዕሶ

Read More »
Scroll to Top