ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

Category

ዝሑል ኲናት (Zihul Kuinat)

ዝሑል ኲናት፡ ኣብ’ተ ስሉስ ኵርናዕ ዝሰርሓ ዶባውያን ከተማታት ኦምሓጀር፡ ሑመራን ሓምዳይትን እተምከነት ትንቢታዊት እትመስል ስራሕ መርመራ ፖሊስ እያ። ንምሕደራ ፍትሒ፡ ብውድዓዊ ዓይኒ ብምጥማት ኣቐዲማ ድሒሩ ዝዀነ፡ ከይኰነ እንከሎ ኣጠንቂቓ፡ ኣብ ግዜኣ ጸማም እዝኒ ዝተዋህባ ስራሕ’ያ።

235,00 kr

Description

ዝሑል ኲናት

ደራሲ፡ ኣብዱሰላም መሓመድ ጻዕዳ

ገጻት መጽሓፍ፡ 176

ኣብ መጀመርያ መፋርቕ 1990ታት ዝተጻህፈት “ዝሑል ኲናት”፡ ኣብ 1997 ኣብ ጀዳ ስዑዲ ዓረብ መጀመርያ ተሓቲማ። እዛ ታሪኻዊት ጽዋ፡ ምከናኣ ኣብ ዶባት ኤርትራ፡ ኢትዮጵያን ሱዳንን ኰይኑ፡ ኣብ’ተን ኣብ ዶብ ዝርከባ ነኣሽቱ ገተማታት ኦምሓጀር፡ ሑመራን ሓምዳይትን ብቐንዱ ፍጻሜታት ዛንታ ዝከናወኑሎም ቦታታት እዮም። እቲ ትረኻ ፡ መርመራ ፖሊስ ዝመርሖ ኰይኑ፡ ነቶም ዝካየዱ ሽርሕታት ኣብ ምቅላዕ፡ ብዛዕባ ስርዓተ-ፍትሒ ኣብ ምስልሳል፡ ከምኡ’ውን ብዛዕባ’ቲ ድሒሩ ዝተፈጸመ ናይ 1998 ኲናት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከይመጽአ እንከሎ ኣብ ምትንባይ ኣይሽገርን።

Related Product

Scroll to Top