• ንጉስ ገበን (Nigus Geben)Quick View
    • ዓቢ ምጕዳል ዋጋ!
      ንጉስ ገበን (Nigus Geben)Quick View
    • ንጉስ ገበን (Nigus Geben)

    • kr195.00
    • ንጉስ ገበን ሓጸርቲ ዛንታታት ብደንደን ሰለሙን ንጉስ ገበን፡ ዓሰርተ ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት ስራሕ ኰይና፡ ቀሪባቶም ዘላ ዛንታታት፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ኤርትራ ዝሓልፎም ዘሎ ተመኵሮታት ይትርኹ። ህይወት ዕውልናን ገበንን፡ ፍቕርን ጥልመትን፡ ስደትን በሰላኡን... እዞም ዛንታታት ኣልዒሎምዎም ዝርከቡ ዛዕባታት እዮም።
    • Add to basket
  • ካልእ ስለ ዘየሎ (Kalie Sile Zeyelo)ካልእ ስለ ዘየሎ (Kalie Sile Zeyelo)Quick View
    • ዓቢ ምጕዳል ዋጋ!
      ካልእ ስለ ዘየሎ (Kalie Sile Zeyelo)ካልእ ስለ ዘየሎ (Kalie Sile Zeyelo)Quick View
    • ካልእ ስለ ዘየሎ (Kalie Sile Zeyelo)

    • kr195.00
    • ካልእ ስለ ዘየሎ ሓጸርቲ ዛንታታት ብኣብርሃም ተስፋልኡል ዘርአ ካልእ ስለ ዘየሎ፡ ኣብ ውሽጢ 12 ዓመታት ዝተጻሕፉ 16 ሓጸርቲ ዛንታታት ዘካተተት ፋልመይቲ መጽሓፍ ኣብርሃም ተስፋልኡል እያ። ደራሲ'ዞም ሓጸርቲ ዛንታታት ብኸም'ዚ ዝስዕብ ገሊጽዎም ይርከብ፤ "እዞም 16 ፍቕራውያን ሓጸርቲ ዛንታታት እዚኣቶም. . . ኣብ መላግቦ ህይወትን ጽላሎት ሞትን ንዘሎ ወጥሪ፡ ብቐንዱ ከኣ ኣብ ለጠቕታ ህይወት ዘሎ ኵነት የንጸባርቑ። ኲናትን ስነልቦናዊ ሳዕቤኑን፡ መዓልቦኡ ስገማኡን ዘይግመት…
    • Add to basket
  • ዝጠመመ መትሎ (Zitememe Metlo)Quick View
    • ዓቢ ምጕዳል ዋጋ!
      ዝጠመመ መትሎ (Zitememe Metlo)Quick View
    • ዝጠመመ መትሎ (Zitememe Metlo)

    • kr195.00
    • ዝጠመመ መትሎ ሓጸርቲ ዛንታታት ብሽሻይ ገብረሃንስ ዝጠመመ መትሎ፡ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ፡ ጐረባብቲ ሃገራት፡ ምድረበዳ ሰሃራ፡ እስራኤልን ኤውሮጳን ዝፍጻመኦም ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ እያ። እዞም ደርዘን ዝቝጽሮም ዛንታታት፡ ንህልው ኵነታት ኤርትራውያን ብፍላይ ድማ ኣብ ናይ ስደት ሃገራት፡ ብስነ-ጥበባዊ መንገዲ ሰኒዶም ይርከቡ።
    • Add to basket