• ኣለኹ (Alekhu) ኣለኹ (Alekhu) Quick View
    • ኣለኹ (Alekhu) ኣለኹ (Alekhu) Quick View
    • ኣለኹ (Alekhu)
    • $20.00
    • ኣለኹ እኩብ ግጥምታት ብይርጋኣለም ፍስሃ ኣለኹ ኣብ ክልተ እተመደቡ ኣብ ውሽጢ 19 ዓመታት ዝተገጥሙ 130 ሕሩያት ግጥምታት ዝሓዘት መጽሓፍ እያ። ይርጋኣለም፡ ቅድሚን ድሕሪን ማእሰርታ ዝገጠመቶም ግጥምታት ብምንጽጻር (ብዝሖም ጥራሕ ኣብ ግምት ምስ እነእቱ)፡ ናይ ጽሕፈት ወና ከም ዘይተኸምሐ ንዕዘብ። እዞም ክልተ ምድባት ናይ'ዞም ይርጋኣለም ቀሪባቶም ዘላ ግጥምታት፡ ብሓደ ወገን "ርግኣት፡ ግርህናን ዕቁን ድፍረትን" ብኣንጻሩ ድማ "ጥርዚ ወጥሪታት፡ ዓውደ-ቕልስ መንቂን ጭውነትን፡…
    • Add to basket
Close Menu
×
×

Cart