• ባህጊ Quick View
    • ባህጊ Quick View
    • ባህጊ
    • $19.75
    • ባህጊ ልብ ወለድ ዛንታ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ባህጊ፡ ፍሉይ ተውህቦ ዘለዋ ጓል ኰይና፡ ኣቦኣ - ደራሲ ኣስመሮም - ባህግታታን ሕልምታታን ክዉን ንምግባሮም የተባብዓ። ልክዕ ከም ብዙሓት ነጻ ዝኣተሓሳስባኦም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ ተራእዮም ንማእሰርቲ ዝቃልዑዎ፡ ንሱ'ውን ዕጫኦም ይገጥሞ። ኣስመሮም፡ ምስ ስድራኡ ርክብ ዝፈጥረሉ ኣገባት ብምፍጣር፡ ዛንታታት ኣጽሊቝ ንምውጻእ ድማ ይዕወት። 'ሕልሚ ኣሎካ'ዶ፧' ዝብል ሕቶ፡ ሕመረት ትረኻ'ዛ ልብ ወለድ...
    • Add to basket
  • እንቶሽ፤ 102 ግጥምታት Quick View
    • እንቶሽ፤ 102 ግጥምታት Quick View
    • እንቶሽ፤ 102 ግጥምታት
    • $14.99
    • እንቶሽ፤ 102 ግጥምታት፡ እኩባት ግጥምታት ዮናስ ወልደሩፋኤል (ቀሺ) እንቶሽ፡ ኣብ ዓውዲ ሓሳብ ዘተኰራ፡ "ወጀብጀብ ዘለ ሓሳብ፡" "እቲ ትርጕም ትርጕም እናደለየኒ፡" "ኣሎ ሓሳብ፡ ኣብ ማሕዩር ዝበለየ" ዝዓይነተን ግጥምታት ገለ ካብ ትሕዝቶ እየን። ጽሉል ሕቶ፡ ጥዑይ መልሲ፡ ወይ ብኣንጻሩ፤ ጥዑይ ሕቶ ጽሉል መልሲ፣ "ሰዓበኒ ቢልካ፡ ኣይትታዕነን እንቶሽ፡ ክብረትካ ዶ ኣይኰነን እንተ በዝሐ ባዶሽ፧" ወዘተ ተጠቓሊሎም ኣለዉ።
    • Add to basket
Close Menu
×
×

Cart