• ባህጊ (Bahgi) Quick View
    • ባህጊ (Bahgi) Quick View
    • ባህጊ (Bahgi)

    • kr185,00
    • ባህጊ ልብ ወለድ ዛንታ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ባህጊ፡ ፍሉይ ተውህቦ ዘለዋ ጓል ኰይና፡ ኣቦኣ - ደራሲ ኣስመሮም - ባህግታታን ሕልምታታን ክዉን ንምግባሮም የተባብዓ። ልክዕ ከም ብዙሓት ነጻ ዝኣተሓሳስባኦም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ ተራእዮም ንማእሰርቲ ዝቃልዑዎ፡ ንሱ'ውን ዕጫኦም ይገጥሞ። ኣስመሮም፡ ምስ ስድራኡ ርክብ ዝፈጥረሉ ኣገባት ብምፍጣር፡ ዛንታታት ኣጽሊቝ ንምውጻእ ድማ ይዕወት። 'ሕልሚ ኣሎካ'ዶ፧' ዝብል ሕቶ፡ ሕመረት ትረኻ'ዛ ልብ ወለድ...
    • Add to basket
  • እዚ’ውን (Ezi’win)እዚ’ውን (Ezi’win) Quick View
    • እዚ’ውን (Ezi’win)እዚ’ውን (Ezi’win) Quick View
    • እዚ’ውን (Ezi’win)

    • kr210,00
    • ሃገራዊ ኣግልግሎትን መስገዳላቱ፡ ስደት፡ ጕዕዞ ምድረ-በዳ ሰሃራን ሲናይን፡ ጕዕዞ ባሕሪ፡ ዝእመሰሉ ፍጻሜታት ትሕዝቶ'ዛ ጽዋ ኰይኖም፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ ብኸመይ ዝበሉ ፈተንቲ ተመኵሮታት ይሓልፍ ምህላዉ ብስእላዊ መንግደኢ እትትርኽ መጽሓፍ እያ።
    • Add to basket