ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ (Ethiopia Kabey Nabey)

160,00 kr

ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧

ዘይልብ ወለዳዊ ስራሕ ብመሓመድ ሓሰንን ግሬጓር ላልየን፡ ትርጕም ሩት ስምኦን

ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ ኢትዮጵያ ካብ ቅድሚ ሚኢቲ ዓመታት ከም ውህድቲ ሃገር ካብ እትቐውም ክሳዕ 2016 እትትርኽ ስራሕ እያ። ብመልክዕ ቃለ-መሕትት ኣብ መንጎ ክኢላ ጂኦፖሊቲካን ዓረባዊ ዓለመን መሓመድ ሓሰን (ዶ/ር) ከምኡ’ውን ግሬጓር ላልየን ናይ ኢንቨስቲግ’ኣክሽን ዝበሃል ናይ ቋንቋ ፈረንሳይኛ መርበብ ሓበሬታ ዝቐረበት መጽሓፍ እያ…

ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧

ዘይልብ ወለዳዊ ስራሕ ብመሓመድ ሓሰንን ግሬጓር ላልየን፡ ትርጕም ሩት ስምኦን

ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ ኢትዮጵያ ካብ ቅድሚ ሚኢቲ ዓመታት ከም ውህድቲ ሃገር ካብ እትቐውም ክሳዕ 2016 እትትርኽ ስራሕ እያ። ብመልክዕ ቃለ-መሕትት ኣብ መንጎ ክኢላ ጂኦፖሊቲካን ዓረባዊ ዓለመን መሓመድ ሓሰን (ዶ/ር) ከምኡ’ውን ግሬጓር ላልየን ናይ ኢንቨስቲግ’ኣክሽን ዝበሃል ናይ ቋንቋ ፈረንሳይኛ መርበብ ሓበሬታ ዝቐረበት መጽሓፍ እያ። እዚ ብኽኢላ ትርጕም ዝዀነ ሩት ስምኦን ዝቐረበ ትሕዝቶ፡ ናይ’ቶም ዝሓለፉ ኣርባዕተ መራሕቲ ኢትዮጵያ ዝነበሩ ግዜኣት ከምኡ’ውን ከመይ ኢላ ኢትዮጵያ ናብ’ዚ ዘላቶ ኵነታት’ዚ ክትወድቕ ከም ዝኸኣለት ይትንትን።

ሩት ስምኦን ምኵርቲ ጋዜጠኛ፡ ደራሲትን ተርጓሚትን ኰይና፡ ዝሓለፉ ስራሓታ ኣብ መሰል ደቀንስትዮ፡ ዮጋ፡ መጽሓፍቲ ቈልዑ፡ ቋንቋን ጂኦፖሊቲካን ይተኵሩ።

Weight 90 g

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ኢትዮጵያ ካበይ ናበይ፧ (Ethiopia Kabey Nabey)”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top