ዘይበረየ ጐድነይ (Zeybereye Godney)

235,00 kr

ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ኣብ’ዛ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ነቲ ዘይሕጋዊን ክሲን ፍርዲን ዘይነበሮን ናይ ቤት ማእሰርቲ ተመኵሮኣ ንጐድኒ ገዲፋ፡ ነቶም ምቃል ጐድና ዝዀኑ ብዙሓውት’ውን ክሳዕ ሕጂ ብዘይ ክሲን ፍርዲን ኣብ ማእሰርቲ ተሓዪሮም ድምጾም ዝተዓፈኑ፡ ድምጺ ኰይናቶም ኣላ።

SKU: 978-91-987708-2-7 Category:

ዘይበረየ ጐድነይ፤ ዛንታታት ኣብያተ ማእሰርቲ

ብይርጋኣለም ፍስሃ

ቍ. ገጽ 168

ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ኣብ’ዛ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ነቲ ዘይሕጋዊን ክሲን ፍርዲን ዘይነበሮን ናይ ቤት ማእሰርቲ ተመኵሮኣ ንጐድኒ ገዲፋ፡ ነቶም ምቃል ጐድና ዝዀኑ ብዙሓውት’ውን ክሳዕ ሕጂ ብዘይ ክሲን ፍርዲን ኣብ ማእሰርቲ ተሓዪሮም ድምጾም ዝተዓፈኑ፡ ድምጺ ኰይናቶም ኣላ። እዞም ኣብ’ዛ መጽሓፍ ተጠቓሊሎም ዘለዉ 33 ዛንታታት፡ ካብ’ቲ ንሽድሽተ ዓመታት ድምጻ ከይስማዕ ዝተዓፈነትሉ ቤት ጭውያ ውጺኣ ብናጽነት’ኳ ትነብር እንተ ሃለወት፡ ስለ’ቶም ምቃል ጐድና ዝዀኑ ግዳያት ክትሓስብ ጐድና ዕሪፋ ከም ዘይደቀሰት ኣንጸባሪቖም ኣለዉ።

Weight 178 g

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ዘይበረየ ጐድነይ (Zeybereye Godney)”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top