Description
ዘይበረየ ጐድነይ፤ ዛንታታት ኣብያተ ማእሰርቲ
ብይርጋኣለም ፍስሃ
ቍ. ገጽ 168
ይርጋኣለም ፍስሃ፡ ኣብ’ዛ መጽሓፍ’ዚኣ፡ ነቲ ዘይሕጋዊን ክሲን ፍርዲን ዘይነበሮን ናይ ቤት ማእሰርቲ ተመኵሮኣ ንጐድኒ ገዲፋ፡ ነቶም ምቃል ጐድና ዝዀኑ ብዙሓውት’ውን ክሳዕ ሕጂ ብዘይ ክሲን ፍርዲን ኣብ ማእሰርቲ ተሓዪሮም ድምጾም ዝተዓፈኑ፡ ድምጺ ኰይናቶም ኣላ። እዞም ኣብ’ዛ መጽሓፍ ተጠቓሊሎም ዘለዉ 33 ዛንታታት፡ ካብ’ቲ ንሽድሽተ ዓመታት ድምጻ ከይስማዕ ዝተዓፈነትሉ ቤት ጭውያ ውጺኣ ብናጽነት’ኳ ትነብር እንተ ሃለወት፡ ስለ’ቶም ምቃል ጐድና ዝዀኑ ግዳያት ክትሓስብ ጐድና ዕሪፋ ከም ዘይደቀሰት ኣንጸባሪቖም ኣለዉ።
Reviews
There are no reviews yet.