ጽላል ዳዕሮ (Tsilal Daero)

kr 100,00

ዶ/ር ቴድሮስ፡ ነዛ መጽሓፍ ኣብ ምድላው ብዙሓት መወከሲታት ተጠቒሙ ኣሀብቲሙዋ ይርከብ። እዚ ኣብ ውሑዳት ገጻት ቀሪቡ ዘሎ ትሕዝቶ፡ ንህሉው ኵነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ከምኡ’ውን ንኤርትራ ድማ ብፍላይ ዝምልከቱ ክትዓት ሓጋዚ ክዀውን ዝኽእል እዩ።

Category:

Description

ጽላል ዳዕሮ፤ ዝርርብ ኣብ ጉዳይገበን፡ ሓላፍነት፡ ተሓታትነትን ዕርቅን

ብቴድሮስ ኣማኑኤል ገብረልዑል

ቍ. ገጽ 52

“ጽላል ዳዕሮ” ዝብል ኣርእስቲ ነቲ ኣብ ትሕቲ ጽላል ዳዕሮ ዝካየድ ያታዊ ልምዲ ዘተን ባይቶን ሕብረተ-ሰብ ትግርኛን ነቲ እዛ መጽሓፍ ዘልዓለቶ ርእሰ-ጕዳይን ዝውክል ኰይኑ፡ ንብዙሓት ኣብ ዝርርባትን ምጕታትን ብዘይ ኣድህቦ እንሓልፎም ኣምራት ኣብሪሃ ትርከብ። ኣብ ሓሙሽተ ምዕራፋት ቀሪቡ ዘሎ ትሕዝቶኣ፡ ክስትብሃለሎም ዘሎም ጕዳያት መንጸፍ ብምግባር፡ ንዘተ፡ ዕርቂን ሰላምን፣ ጠንቂ ህላወ ገባቲ ስርዓት፣ ሓላፍነትን ተሓታትነትን ብጕጅለ ዝፍጸሙ ገበናት፣ ምህናጽ ሃገር ዝብሉ ጕዳያት ዳህሲሱ ይርከብ።

ዶ/ር ቴድሮስ፡ ነዛ መጽሓፍ ኣብ ምድላው ብዙሓት መወከሲታት ተጠቒሙ ኣሀብቲሙዋ ይርከብ። እዚ ኣብ ውሑዳት ገጻት ቀሪቡ ዘሎ ትሕዝቶ፡ ንህሉው ኵነታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ብሓፈሻ ከምኡ’ውን ንኤርትራ ድማ ብፍላይ ዝምልከቱ ክትዓት ሓጋዚ ክዀውን ዝኽእል እዩ።

Additional information

Weight 70 kg
Dimensions 125 × 195 mm

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ጽላል ዳዕሮ (Tsilal Daero)”

Your email address will not be published. Required fields are marked *