ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ
Herr Sju-Horn
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ደሳለ በረኸት
ስእሊ፡ ማርዮ ቴሬሶ
ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕደመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ንሓደ ካብ’ቶም ቋንቋታት ዘይመልኩ ቈልዑ፡ በቲ ካልኣይ ቋንቋ ተደጊፎም ነቲ ዛንታ ይርድኡዎን ነቲ ሓደ ቋንቋ ይለማመዱዎን።
ናይ ቈልዑ መጽሓፍ
ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ / Herr Sju-Horn (ትግርኛ-ሽወደንኛ)
225,00 kr
ኣብ ኣፈ-ታሪኽ ትግርኛ ተመርኲሳ ብፈጠራ እትትረኽ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣሰንዮምዎ ይርከቡ።
SKU: 978-91-986499-5-6
Category: ናይ ቈልዑ መጽሓፍ
Tags: Barn Bok, Children's book, Eritrea, Herr Sju-Horn, Mario Tereso, Svenska, Swedish, Tigrinya, ማርዮ ቴሬሶ, ትግርኛ, ናይ ቈልዑ መጽሓፍ, ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ, ኤርትራ, ደሳለ በረኸት
WishlistCompare | Weight | 360 g |
|---|
Be the first to review “ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ / Herr Sju-Horn (ትግርኛ-ሽወደንኛ)” Cancel reply




Reviews
There are no reviews yet.