Skip to content
-
-
- መዘክር
-
kr195,00
- ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ቅዳማይ ክፋል 1970ታት፡ ሓፋሽ ውድባት ኣብ ኤውራጳ፡ ሳግም፡ ከምኡ'ውን ውልቃዊ ተዘክሮ ተስፋሚካኤል ብኸመይ ናብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምእታው እትትርኽ ናይ መዝክር መጽሓፍ እያ።
- Add to basket
-
-
- Uncategorized
-
kr185,00
- ባህጊ ልብ ወለድ ዛንታ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ ባህጊ፡ ፍሉይ ተውህቦ ዘለዋ ጓል ኰይና፡ ኣቦኣ - ደራሲ ኣስመሮም - ባህግታታን ሕልምታታን ክዉን ንምግባሮም የተባብዓ። ልክዕ ከም ብዙሓት ነጻ ዝኣተሓሳስባኦም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ ተራእዮም ንማእሰርቲ ዝቃልዑዎ፡ ንሱ'ውን ዕጫኦም ይገጥሞ። ኣስመሮም፡ ምስ ስድራኡ ርክብ ዝፈጥረሉ ኣገባት ብምፍጣር፡ ዛንታታት ኣጽሊቝ ንምውጻእ ድማ ይዕወት። 'ሕልሚ ኣሎካ'ዶ፧' ዝብል ሕቶ፡ ሕመረት ትረኻ'ዛ ልብ ወለድ...
- Add to basket
-
-
-
-
- ግጥሚ
-
kr140,00
- እንቶሽ፤ 102 ግጥምታት፡ እኩባት ግጥምታት ዮናስ ወልደሩፋኤል (ቀሺ) እንቶሽ፡ ኣብ ዓውዲ ሓሳብ ዘተኰራ፡ "ወጀብጀብ ዘለ ሓሳብ፡" "እቲ ትርጕም ትርጕም እናደለየኒ፡" "ኣሎ ሓሳብ፡ ኣብ ማሕዩር ዝበለየ" ዝዓይነተን ግጥምታት ገለ ካብ ትሕዝቶ እየን። ጽሉል ሕቶ፡ ጥዑይ መልሲ፡ ወይ ብኣንጻሩ፤ ጥዑይ ሕቶ ጽሉል መልሲ፣ "ሰዓበኒ ቢልካ፡ ኣይትታዕነን እንቶሽ፡ ክብረትካ ዶ ኣይኰነን እንተ በዝሐ ባዶሽ፧" ወዘተ ተጠቓሊሎም ኣለዉ።
- Add to basket
-
-
- ጽዋ
-
kr210,00
- ሃገራዊ ኣግልግሎትን መስገዳላቱ፡ ስደት፡ ጕዕዞ ምድረ-በዳ ሰሃራን ሲናይን፡ ጕዕዞ ባሕሪ፡ ዝእመሰሉ ፍጻሜታት ትሕዝቶ'ዛ ጽዋ ኰይኖም፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ ብኸመይ ዝበሉ ፈተንቲ ተመኵሮታት ይሓልፍ ምህላዉ ብስእላዊ መንግደኢ እትትርኽ መጽሓፍ እያ።
- Add to basket
-
-
- ናይ ቈልዑ መጽሓፍ
-
kr200,00
- ነቲ "ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር፡" ዝበል ዝውቱር ምስላ ትግርኛ ከም ኣርእስቲ ብምጥቃል ብፈጠራ ሓድሽ ዛንታ እተፈጥረላ ዛንታ ቈልዑ'ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ናይ ኢድ ኣሳእል'ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ።
- Add to basket
-
-
-
-