ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ቃልሰይ፡ ኣብ ሰልስተ ውድባት (Qalsey: Ab Seleste Widbat)

ብረታዊ ቃልሲ ኣብ ቅዳማይ ክፋል 1970ታት፡ ሓፋሽ ውድባት ኣብ ኤውራጳ፡ ሳግም፡ ከምኡ’ውን ውልቃዊ ተዘክሮ ተስፋሚካኤል ብኸመይ ናብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ምእታው እትትርኽ ናይ መዝክር መጽሓፍ እያ።

235,00 kr

Description

ቃልሰይ፡ ኣብ ሰለስተ ውድባት
መዘክር ብተስፋሚካኤል ፍስሃየ

ተስፋሚካኤል፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ ተሳቲፉ። ፍቕሪ ሃገር ኣብ ንኡስ ዕድመኡ ዝሰረጾ ተስፋሚካኤል፡ ኣብ መፈለምታ መፋርቕ 1970ታት ንሜዳ ወሪዱ ብረት ተሰኪሙን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውደ-ውግኣት ተሳቲፉን። ህዝቢ ኣብ ምውዳብ’ውን፡ ካብ ኤርትራ ወጻኢ ብንጥፈት ሰሪሑ። ተዘክሩ ኣብዚ ኣስፊሩዎ’ሎ።

Related Product

Scroll to Top