ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ውጽዓ’ታ ህጻን (Wetsia’ta Hitsan)

18 ሓቀኛ ዛንታታት ዝሓቘፈት መጽሓፍ።

235,00 kr

Out of stock

Description

ወጽዓ’ታ ህጻን ሓቀኛ ዛንታታት ብጸጋብርሃን ጎይትኦም 18 ሓቀኛ ዛንታታት ዘካተተት መጽሓፍ ኰይና፡ ብዙሓት መሰናኽላት ህይወትን ዓቐብን ቍልቍልን ዝረኣዮሎም ፍጻሜታት ዝሓቘፉ ዛንታት ድማ ቀሪባ ትርከብ። ጸጋብርሃን፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ናይ ኣይኮርን ደራሲ ናጻ ከተማ ኡምዮ፡ ሽወደን ኰይኑ፡ ቅድሚ እዚኣ መጽሓፉ፡ ሓሙሽተ መጻሕፍቲ ዘሕተመ እዩ።

Related Product

Scroll to Top