Once in college a poetry professor related to his students that traditionalist poets play down modernists by saying: “If you want to compose a modern poem, you don’t need a pen but a pair of scissors. You cut through a newspaper column; and a modern poem will be at your

ኣነ፡ ቀዲምካ ኣብ ቈጸራ ምብጻሕ ስለ ዝፈቱ፡ ቅድም ኢለ’የ ኣብ’ታ ዝተቛጸርናላ ባር ካፕቴን ኵክ ዝበጻሕኩ። ዘወረድኩዋ ቢራ ድሮ ከማን ተፋሪቓ ነይራ። ምስቲ ደልዳላ ወዲ ባሪስታ ቍሩብ ሌላ ስለ ዝነበረና ንእሽቶ ዕላል ብምሓዝና፡ ኣይተረድኣንን ብዙሕ ከም ዝመዓጕኩላ። ጽምኢ’ውን ዘይነበረኒ ኣይኰነን፣ ኣብታ ቍሩብ-ቍራቦ ዝረኽበላ ስራሕ’ውን ድፍእ ክብልሲ ኣማስየ ነይረ እየ። “ቫ ክዩል.

ኣቦይ ተኽለ፡ ቡን ተቘልያ ክሳዕ ካልኣይቲ እትስተ፡ ብዙሕ እዋን ካብ መንበር ተንሲኦም ንደገ ክወጹ ሃቂኖም ተመልሱ። ኣደይ ስላስ፡ ብዓልቲ ቤቶም፡ ከዕጠጥዩ ርእየን ነቲ ፋርኔሎ ተቐላጢፈን ከክንዲ ዓዀር ዝዀና ሒደት ፈሓም ወሰኻሉ። ኣብታ ብዙሕ ንጻል ዝነበራ ንእሽቶ ሸሓኒ ንቝርሲ ቡን ዝተቐረበ ነቒጹ ባርኔጣ መሲሉ ዝነበረ ጣይታ፡ ኮሮሾ ንኽኸውን ዝፈረድዎ ክመስል ክልተኦም

“ብሌን ሂወት”፣ ብያሲን ዑመር ዓሊ (ቅጫ) ተጻሒፋ ዝተኣልየት፣ ትሮንድሀዬም፡ ኖርወይ፤ ሰላም ነቢል ኣፍራዪ ፊልም፡ 2014፣ 2፡04 ደቓይቕ። “ብሌን ሂወት” እትብል ፊልም ምስ ረኣኹ ነዚ ርእይቶ’ዚ ንምጽሓፍ ዘበገሱኒ ምኽንያታት ተምሳጥ፡ ቀጨውጨው፡ ሓጐስ፡ ሕርቃን ክዀኑ ይኽእሉ’ዮም። ልዕሊ’ዚኦም ምኽንያታት ግን ነዛ ፊልም ምስ መዳቕስተይ ኰይነ ስለ ዝተዓዘብኩዋ፡ ርኢና ምስ ወዳእና ካብ’ቶም ብጾተይ ሓደ፡

“ተረፍ — እኩብ ሓጺር-ዛንታታት”፣ ብኣኸደር ኣሕመዲን፣ ኣስመራ፡ ኤርትራ፤ ቤት ማሕተም ናለት፡ 2014፣ ገጻት፡ 206። ሓፈሻዊ መእተዊ “ተረፍ” ብመጋቢት 2014 ንማሕተም ዝበቕዐት ናይ ሓጸርቲ ዛንታታት እካብ እያ። ደራሲኣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስነ-ጽሑፋዊ ስራሓት ኤርትራ ክነጥፍ ጸኒሑ ዘሎ ኣኸደር ኣሕመዲን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ እዋናት ንዓወት ዝበቕዑ ሓጸርቲ ዛንታት ምጽሓፉን  ኣብ 2011 ጽንብል መዓልቲ

“ኢሂ ተገባሪት… ብሰንክኺ ድቃስ ክንስእን? ንባዕልኺ ኢንጆይ ኰይንኪ ንሕና ክነንባሁቝ።”“ተዝርከብስ ንዓይ ምሓሸኒ። ኣይትደቅሲ ኢለ ድማ ኢድኪን እግርኽን ኣይኣሰርኩኽን። ኣሕልፍና ጥራይ ሕጂ… ኣብ ኣፍ ማዕጾ ኰይንኪ ጀላዕላዕ እናበልኪ ሰብ ከይተተስኢ።”“ኪዲ ኸዝዝዛብ… ምስ’ዚ ሓለንጋይ ቅዙፍ ኣምሲኺ እንተይ ከይትስእኒ።”“ካብኣ ነጢርኪ ድማ ናባይ መጺኺ ሕጂ? እንታይ ዓይነት ሰብ ኢኺ ግን?”“ምዃን ሓንቲ ፋራ እንድያ’ዚኣ። ኣብያትካ’ያ

ወዲ እልፉ ብዓል ሓሞት ኣንበሳ ቀጺዑ ብሞት ፋረ ምስ ተተልበበ ሽዑ’ዩ ስሙ ዝሃበበ። ልእልቲ ‘ሉ ከይሓደመ ብግናዕ ኢዱ ኣናገላደመ ኣእትዩ ጓል መስፍን ድላያ ኣቢሉ ዕፍን። ብላዕ ክትብሎ ኵላ ብግዲ፤ ኢደ-ሰባር ኰይኑ ህጡር ዓውዲ ቆፎ ኣምባሂቝ ብጥልቁዕ ከብዲ፣ መዓር ኣንጠብጢቡ ኣይነፈገን ንህቢ፣ ጠስሚ ጸሪሩ እዝጊ ይሃባ ላሕሚ፣ እንታይ’ሞ… ውዒሉ’ንዶ ዓዲ! ንንጉሰ፡

Title: “Men’yu Tehatati?” (“Who’s Responsible?”) Directors: Elsa Kidane and Gizenesh Menghis Running Time: circa 1 hr. and 40 mints. I saw an advertisement about a film written and directed by a woman indicating that the director was the first woman to have explored film production in the Eritrea. Although I

ንግስቲ: ነቲ ጕዳይ መጀመርያ ኣቕሊላ’ኳ ርእያቶ እንተ ነበረት: ድሮ ጥምቀታ ዝነበረት ምሸት ግን ጭንቀት’ያ ተደሪራ። ኣብ ቀዳማይ ጥንሳ ዜርኣየቶ ኵርዓት: ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ ፍጹም በኒኑ። ምስኣ ሰላምታ ኪለዋወጣ ፋዕራ ዘይነበረን ጎረባብቲ: ኣብ ሎሚ በጺሐን ሰላም ንኺብላኣ ደው ኢለን ይጽበያኣ፣ ካብ ጸጕሪ ርእሳ ክሳብ ጽፍሪ እግራ ዚጥምታኣ ኣይወሓዳን፣ ኣዒንቲ ጠመትታ ኣብ

The Artist Most art exhibitions in Asmara host acrylic on canvas medium with the emphasis of modern art that go as far as abstractions. Certainly, this does not mean that there were no artists who like to stick with realistic presentations of their subjects as well as who use other

Emkulu Publisher, Västra Hoting 415, 833 51 Hoting, Sweden | Contact us              
Copyright © 2018-2021 | Org. nr. 780215-8795 | 
All our prices include VAT (moms)
Our delivery time within Sweden is 3-5 days and in other parts of the world can take upto 14 days (this can also be affected by the existing situation of the Covid-19 pandemic).