ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ንጉስ ገበን (Nigus Geben)

ንጉስ ገበን

ሓጸርቲ ዛንታታት ብደንደን ሰለሙን

ንጉስ ገበን፡ ዓሰርተ ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት ስራሕ ኰይና፡ ቀሪባቶም ዘላ ዛንታታት፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ኤርትራ ዝሓልፎም ዘሎ ተመኵሮታት ይትርኹ። ህይወት ዕውልናን ገበንን፡ ፍቕርን ጥልመትን፡ ስደትን በሰላኡን… እዞም ዛንታታት ኣልዒሎምዎም ዝርከቡ ዛዕባታት እዮም።

235,00 kr

Description

ንጉስ ገበን

ሓጸርቲ ዛንታታት ብደንደን ሰለሙን

ንጉስ ገበን፡ ዓሰርተ ሓጸርቲ ዛንታታት ዝሓቘፈት ስራሕ ኰይና፡ ቀሪባቶም ዘላ ዛንታታት፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ኤርትራ ዝሓልፎም ዘሎ ተመኵሮታት ይትርኹ። ህይወት ዕውልናን ገበንን፡ ፍቕርን ጥልመትን፡ ስደትን በሰላኡን… እዞም ዛንታታት ኣልዒሎምዎም ዝርከቡ ዛዕባታት እዮም። “…እዚ መጽሓፍ እንክርአ ነፍስወከፍ ዛንታ ንዘልዓሎ ዛዕባ መደምደምታ ፈጢሩሉ እዩ፤ እንተዀነ ምስ ጻዕቂ ፍጻመታት፡ ነቲ ዝብተንን ዝእርነብን ዝመስል ኣብ ገለ’ውን ነቲ ዝተባህለ ቅቡል መረዳእታ ሓጺር ዛንታ ዝጠሓሰ ዝመስል ኣዘናትዋ ወሰን-ወሰን እናረገጸ፡ ነቲ ፍጻመታት እናኸምከመ ናብ ሓደ ጫፍ ከብጽሖ ምኽኣሉን’ዩ ተዓጻጺፉን ጥበብ ጽውያ ኣርእዩን ክብል ዝምጕት ዘለኹ። እቲ ከምዚ ዝበለ ጥበብ እዩ እምበኣር፡ ንሓደ ጸሓፊ ብቝዕ ጸሓፊ፡ ወይ ብቝዕ ጸዋዪ – ብጽሕፈት – ከብሎ ዝኽእል”

ደንደን ሰለሙን፡ መንእሰይ ደራሲ ተኸታተልቲ ፊልምታት ኰይኑ፡ ድምጺ ወልዶኡ ክስመ ዝከኣል ጸሓፊ እዩ። ናይ ፊልም ደርሰታት ብመገዲ ዩትዩብ ኣብ ምዝርጋሕ ዝርከብ ደንደን፡ ዝበዝሑ ኣብ’ዛ መጽሓፉ ተሓቲሞም ዝርከቡ ስራሓቱ ኣብ ምቹእ ክበሃል ዘይከኣል ናይ ስደት ጕዕዞ እንከሎ ዝጸሓፎም እዮም።

Related Product

Scroll to Top