SKU
978-163752697-2
Category ታሪኽ
ኮኾብ ሰሜን፡ ታሪኽ ህይወት ዶ/ር ፍጹም ገብረስላሴ (Kokhob Semien: Tarikh Hiywet Dr. Fitsum Gebreslassie)
“ኮኾብ ሰሜን” ታሪኽ ህይወት እቲ ሊቅ ስነ-ፍልጠት ኒኩለስ ዝዀነ ኤርትራዊ ዶ/ር ፍጹም ኰይና፡ ነቲ ዘይንጹር ኣማውታኡ መበገሲ ገይራ፡ ንተራኡ ኣብ ፖሊቲካዊን ዕጥቃዊን ቃልሲ ኤርትራ ትትርኽ።
250,00 kr
Availability: In stock
Description
ኮኾብ ሰሜን፡ ታሪኽ ህይወት ዶ/ር ፍጹም ገብረስላሴ
ደራሲ፡ መኮነን ተስፋይ
ገጻት መጽሓፍ፡ 253
“ኮኾብ ሰሜን” ታሪኽ ህይወት እቲ ሊቅ ስነ-ፍልጠት ኒኩለስ ዝዀነ ኤርትራዊ ዶ/ር ፍጹም ኰይና፡ ነቲ ዘይንጹር ኣማውታኡ መበገሲ ገይራ፡ ንተራኡ ኣብ ፖሊቲካዊን ዕጥቃዊን ቃልሲ ኤርትራ ትትርኽ። ደራሲ መኮነን ተስፋይ፡ ነቲ ዘይተሰነደ ታሪኽ ዶ/ር ፍጹም ንምዕማቝን ንምህብታምን ምስ ብዙሓት ፈለጥቲ ዶ/ር ፍጹም ቃለ-መሕትት ብምክያድን ደብዳቤታት ብምውካስን ነዛ መጽሓፍ ኣዳልዩዋ። ካብ ኤውሮጳ ዝጀመሮ ቃልሲ፡ ኣብ ሜዳ ምስ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ ተሰሊፉ ኣብ ምውዳብን ምንቕቓሕ ሓፋሽ ዝተጻወቶ ተራ ኣብ’ዛ ስራሕ ህያው ኰይኑ ኣሎ።
Related Product
Related products
-
ታሪኽ ኣብርሃ ደቦጭን መጐስ ኣስገዶምን (Tarikh Abrha Debochin Megos Asgedomn)
275,00 kr Add to cartRated 0 out of 5



