ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

SKU 1 Categories ,

ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን (Johanns Kolmodin)

እዛ ንኣበርክቶ ኮልሞዲን ዝዳህሰሰት ስራሕ፡ ኣብ ምዕቃብ ኣፍዊ ያታን ታሪኽን ቋንቋ ትግርኛ ኣገዳሲ ኣበርክቶ ክህልዋ ምዃን ኣየካትዕን። ደራሲ’ውን ነገራት ንምርግጋጽ ክሳብ ኤርትራ ብምኻድ መጽናዕቱ ምክያዱ፡ ንትሕዝቶ’ዛ መጽሓፍ ምልኣት ዝህብ’ዩ።

235,00 kr

Out of stock

Description

ዶ/ር ዮሃንስ ኮልሞዲን፡ ፍርያቱ ኣብ ታሪኽን ባህልን ኤርትራ

ደራሲ፡ ቴድሮስ ምሕረቱ

ገጻት መጽሓፍ፡ 172

እዛ ስራሕ ንኣበርክቶ ዮሃንስ ኮልሞዲን ኣብ ምእካብ ኣፋዊ ያታ ትግርኛ ኣብ ኤርትራ ኣብ መጀመርያ 20 ክ/ዘ ትድህስስ።  ደራሲ’ዛ መጽሓፍ፡ ኣብ ናይ ኮልሞዲን ስራሓት ተመርኲሱ መጽናዕቲ ንምክያድን ገለ ሓቅታት ንምርግጋጽን ናብ’ቶም ኮልሞዲን ምስ ብጾቱ ዝነበሩሎምን ዕዮታቶም ዝሰላስሉሎምን ቦታታት በጺሑ። ካልኣይ ክፋል እዛ መጽሓፍ፡ ኮልሞዲን ዝኣከቦም ግን ቅድሚ ሕጂ ዘይተሓትሙ ስራሓት ኣጠቓሊሉ ይርከብ።

Related Product

Scroll to Top