ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር (Wekharia Ketemsil Ziwawie Tiasir)

240,00 kr

ነቲ “ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር፡” ዝበል ዝውቱር ምስላ ትግርኛ ከም ኣርእስቲ ብምጥቃል ብፈጠራ ሓድሽ ዛንታ እተፈጥረላ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ናይ ኢድ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ።

ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ብፍትዊ ወልዳይ
ስእሊ፡ ብኤርምያስ ዑቕበ
ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕደመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ብፍላይ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ምልከት ንዘይብሎም ቈልዑ፡ ነቲ ዛንታ ንኽርድኡዎ ኣይክጽገሙን’ዮም።

Weight 360 g

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ወኻርያ ከተምስል ዝዋውዕ ትኣስር (Wekharia Ketemsil Ziwawie Tiasir)”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top