ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን / Vindens dom: den store slangen og bonden (ትግርኛ-ቋንቋ ኖርወይ)
ኣብ ኣፈ-ታሪኽ ትግርኛ ተመርኲሳ ብፈጠራ እትትረኽ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ናይ ኢድ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ።
240,00 kr
Description
ፍርዲ ንፋስ፡ ገበልን ሓረስታይን
Vindens dom: den store slangen og bonden
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ብናዝሬት ኣምለሶም ክፍለ
ስእሊ፡ ብኤርምያስ ዑቕበ
ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕድመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ንሓደ ካብ’ቶም ቋንቋታት ዘይመልኩ ቈልዑ፡ በቲ ካልኣይ ቋንቋ ተደጊፎም ነቲ ዛንታ ይርድኡዎን ነቲ ሓደ ቋንቋ ይለማመዱዎን።