ዘንጊ ሓቂ
፩ዓሰርተ ሓሙሸተ’ዮም ኢሎምዎም፡ሽሕ ዕጽፍታት’ዚ ቍጽሪ ክነሶም፣ሓመድ ተነጺፎም ተተርኢሶም እምኒ፡ቃላቶም ዕንጋሎ ከርሲ፡ ‘ትረፍ ንእዝኒ።ፈሊጦም፤ ስጋ ሓላፊ ስም ተራፊ፡ንጐድኖም ክደልዩሉ ቈጽሊ መዕረፊ፡ነታ ዘንጊ ሓቂ ክዀኑ ምርኵሳብቝሊ ቅንዕናኦም ተባሂሉ ኣበሳ።፪ገለ ይብሉ፡ “ኣጐምጅዩዎም ኰረሻ፣ኣይጸሓፉን፡…
0 Comments
2018-02-19
፩ዓሰርተ ሓሙሸተ’ዮም ኢሎምዎም፡ሽሕ ዕጽፍታት’ዚ ቍጽሪ ክነሶም፣ሓመድ ተነጺፎም ተተርኢሶም እምኒ፡ቃላቶም ዕንጋሎ ከርሲ፡ ‘ትረፍ ንእዝኒ።ፈሊጦም፤ ስጋ ሓላፊ ስም ተራፊ፡ንጐድኖም ክደልዩሉ ቈጽሊ መዕረፊ፡ነታ ዘንጊ ሓቂ ክዀኑ ምርኵሳብቝሊ ቅንዕናኦም ተባሂሉ ኣበሳ።፪ገለ ይብሉ፡ “ኣጐምጅዩዎም ኰረሻ፣ኣይጸሓፉን፡…
ን’ሓት ናፍቖት ዘቐምሰሎም ሕጻናትኣጓብዞም ዝነጸፉ ኣዳራሻት ቁሸታትሓዳር ሕልሚ ዝዀነን ጐራዙሕጽኖት ሓንቲ ለይቲ ዝጓዓዙብግዜ ዝቋመር ዝርካቡ ሰብኣይዕብራን ኣደ ዘይትምነዮ ንኣባይእግሪ ታንክ ዝፈሓሮም ገጻትቍሪ ዘንጸለን ስድራ-ቤታትብቐትሩ ዝገሃሙ ፍሩያት ፈዛዛት ኣዒንቲምብራቕ ዘየለልዩ ኣእምሮ፡…
ወዲ እልፉ ብዓል ሓሞት ኣንበሳ ቀጺዑ ብሞት ፋረ ምስ ተተልበበ ሽዑ’ዩ ስሙ ዝሃበበ። ልእልቲ ‘ሉ ከይሓደመ ብግናዕ ኢዱ ኣናገላደመ ኣእትዩ ጓል መስፍን ድላያ ኣቢሉ ዕፍን።ብላዕ ክትብሎ ኵላ ብግዲ፤ ኢደ-ሰባር ኰይኑ…