ወዲ የማነ
ቅድሚ'ዛ መዓልቲ'ዚኣ ምስ ፖሊስ ዝተራኸብኩለን መዓልታት ምስ'ዛ ዳሕረወይቲ መዓልቲ'ዚኣ ዋላ ንፈውሲ ማሕላ ብፍጹም ኣይነጻጸራን እየን። ክዛረብ ዕድል ከይሃቡ፡ በዲለ ድየ ኣይበደልኩን’ውን ከይሓተቱ፡ ተሳሂሎምኒ። እቶም ክልተ በበትሮም ሒዞም፡ እቶም ዝተረፉ ክልተ…
0 Comments
2018-02-28
ቅድሚ'ዛ መዓልቲ'ዚኣ ምስ ፖሊስ ዝተራኸብኩለን መዓልታት ምስ'ዛ ዳሕረወይቲ መዓልቲ'ዚኣ ዋላ ንፈውሲ ማሕላ ብፍጹም ኣይነጻጸራን እየን። ክዛረብ ዕድል ከይሃቡ፡ በዲለ ድየ ኣይበደልኩን’ውን ከይሓተቱ፡ ተሳሂሎምኒ። እቶም ክልተ በበትሮም ሒዞም፡ እቶም ዝተረፉ ክልተ…
1ኣቶ ዘወልዲ ካብ መኪናኡ ብቕልጡፍ ወሪዱ ናብቲ መደበር ፖሊስ ብምእታው፡ ብቐጥታ ናብቲ መዝጋቢ ዕለታዊ ፍጻሜ ዝነበረ ተረኛ ፖሊስ ኣምረሐ። እቲ ፖሊስ፡ ንኽሰምዖ ድሉዎ ምስ ኰነ፡ ኣቶ ዘወልዲ መምጽኢኡ ብዝርዝር ሓበሮ፤“ሎሚ…
ሰመረ ሰዓቱ እናራኣየ ናብ መጸበዪ ኣውቶቡስ በጽሐ’ሞ፡ ምስ’ቶም ናብ ገገዛኦም ክኸዱ ዝተሃወኹ ሰባት ተጸንበረ። ጻዕቂ ተጸበይቲ ምስ ረኣየ፡ እታ ኣውቶቡስ ኣመና ከም ዝደንጐየት ንምግማት ኣየጸገሞን። ኣቦይ ባሻይ፡ እቶም ገዚፍ ካቦት…