ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

Category

መቅበረት ክብት ወዘን (Meqberet Kibt Wezen)

ኣብ ኣፋዊ ያታ ቋንቋ ትግራይት ኣትኲራ ብደሳለ በረኸት ዝተዳለወት መጽሓፍ እያ።  “ክታብ “መቅበረት ክብት ወዘን” ፍንቱይ ለትወድዩ ቅስስ ሐጫይር ሰበት ከምከማቱ። ቀደም እለ ለትከተበ አክትበት ትግራይት እት ተእሪኽ፡ ርዋያት፡ ክብት ቃላት፡ ናይ ወጀኒት ወብዕድ ልትከተብ ዐለ።”

240,00 kr

Description

እዚኣ ስራሕ’ዚኣ ኣብ ኣፋዊ ያታ ቋንቋ ትግራይት ኣትኲራ ብደሳለ በረኸት ዝተዳለውት ስራሕ እያ። ንትሕዝቶኣ ዝምልከት ብቛንቋ ትግራይት ካብ ዝተዳለወ፤ “ዝደእስታዝ ደሳሌ በረኸት ቀደም እለ ምነ እብ ትግራይት ለከትበው ሑዳም ኬትበት ምንማ ቱ፡ እሊ “መቅበረት ክብት ወዘን” ለልብል ቅሰስ ሐጪር ክምኩም ለህለ ክታብ፡ ምነ ቀደም እለ እብ ኬትባይ ደሳሌ በረኸት ወብዕዳም ኬትበት ለትከተበ አክትበት፡ አነ ክም ፍንቱይ እርእዩ። ክታብ “መቅበረት ክብት ወዘን” ፍንቱይ ለትወድዩ ቅስስ ሐጫይር ሰበት ከምከማቱ። ቀደም እለ ለትከተበ አክትበት ትግራይት እት ተእሪኽ፡ ርዋያት፡ ክብት ቃላት፡ ናይ ወጀኒት ወብዕድ ልትከተብ ዐለ። ክእነ ቅሰስ ሐጫይር ላኪን እት ክታብ እንዴ ትከምከማ ጥቡዕ ኢኮን። እብ ትግራይት ለትከተበ ቅሰስ ሐጫይር እት ክርን ገቢል ሌጠ ትቀረአ እት ኢኮን፡ እት መጥበዐት እንዴ ትጠበዐ እት እዴ ቄርአት ባጽሕ ኢኮን። ወእብለ ክታብ “መቅበረት ክብት ወዘን” ክም ፍንቱይ ክታብ እርእዩ።”

Related Product

Scroll to Top