Description
ኢንሳይክሎፐድያ ኤርትራና፤ ጽማቝ ታሪኽ ህይወት ኤርትራውያን
(Encyclopedia Eritreana: Dictionary of Eritrean Biography vol. 1)
ቅጺ-1 – ካብ ሃብተ ክሳብ ተወልደ መዓሾ
ብኣማን ተኸስተ
ቍ. ገጽ 428
ትሕዝቶ’ዛ መጽሓፍ፡ ጽማቝ ታሪኽ ህይወት ስሙያት ኤርትራውያን ኰይኑ፡ ንተራኦም ኣብ ታሪኽ ኤርትራ፡ ስፖርት፡ ስነ-ጽሑፍ፡ ፖሊቲካን ከማኡ’ውን ካልኦት ዝተፈላለዩ ንሕብረተ-ሰብ ኤርትራ ዝትንክፉ ዓውድታት ብዘይሻራን ብዓሚቝ መጽናዕቲን ቀሪቡ ይርከብ። ከም’ዚ ዓይነት ስራሕ፡ ኣብ ኤርትራ ንመጀመርያ ግዜ ዝቐረበ እዩ።
Reviews
There are no reviews yet.