ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ / Mr. Seven-Horn (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)

225,00 kr

ኣብ ኣፈ-ታሪኽ ትግርኛ ተመርኲሳ ብፈጠራ እትትረኽ ዛንታ ቈልዑ’ያ። መሰጥቲ ዝዀኑ ኣሳእል’ውን ነቲ ዛንታ ኣስንዮምዎ ይርከቡ።

ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ
Mr. Seven-Horn
ናይ ቈልዑ ዛንታ
ዛንታ፡ ደሳለ በረኸት
ስእሊ፡ ማርዮ ቴሬሶ
ካብ 9 ክሳብ 14 ዓመታት ዝዕደመኦም ቈልዑ ብስድራኦም ተሓጊዞም ወይ’ውን ብውልቆም ክነቡዋን ቋንቋ ትግርኛ ከማዕብሉላ ሓጋዚት ዝዀነት መጽሓፍ’ያ። እቲ ዛንታ፡ መሰጥቲ ብዝዀኑ ኣሳእል’ውን ዝተሰነየ ብምዃኑ፡ ንሓደ ካብ’ቶም ቋንቋታት ዘይመልኩ ቈልዑ፡ በቲ ካልኣይ ቋንቋ ተደጊፎም ነቲ ዛንታ ይርድኡዎን ነቲ ሓደ ቋንቋ ይለማመዱዎን።

Weight 360 g

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “ኣያ ሸውዓተ ቀርኑ / Mr. Seven-Horn (ትግርኛ-እንግሊዝኛ)”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top