ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ባህጊ (Bahgi)

ባህጊ

ልብ ወለድ ዛንታ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ

ባህጊ፡ ፍሉይ ተውህቦ ዘለዋ ጓል ኰይና፡ ኣቦኣ – ደራሲ ኣስመሮም – ባህግታታን ሕልምታታን ክዉን ንምግባሮም የተባብዓ። ልክዕ ከም ብዙሓት ነጻ ዝኣተሓሳስባኦም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ ተራእዮም ንማእሰርቲ ዝቃልዑዎ፡ ንሱ’ውን ዕጫኦም ይገጥሞ። ኣስመሮም፡ ምስ ስድራኡ ርክብ ዝፈጥረሉ ኣገባት ብምፍጣር፡ ዛንታታት ኣጽሊቝ ንምውጻእ ድማ ይዕወት። ‘ሕልሚ ኣሎካ’ዶ፧’ ዝብል ሕቶ፡ ሕመረት ትረኻ’ዛ ልብ ወለድ…

225,00 kr

Out of stock

Description

ባህጊ

ልብ ወለድ ዛንታ ብተስፋጊዮርጊስ ሃብተ

ባህጊ፡ ፍሉይ ተውህቦ ዘለዋ ጓል ኰይና፡ ኣቦኣ – ደራሲ ኣስመሮም – ባህግታታን ሕልምታታን ክዉን ንምግባሮም የተባብዓ። ልክዕ ከም ብዙሓት ነጻ ዝኣተሓሳስባኦም ሰባት ብዓይኒ ጥርጣረ ተራእዮም ንማእሰርቲ ዝቃልዑዎ፡ ንሱ’ውን ዕጫኦም ይገጥሞ። ኣስመሮም፡ ምስ ስድራኡ ርክብ ዝፈጥረሉ ኣገባት ብምፍጣር፡ ዛንታታት ኣጽሊቝ ንምውጻእ ድማ ይዕወት። ‘ሕልሚ ኣሎካ’ዶ፧’ ዝብል ሕቶ፡ ሕመረት ትረኻ’ዛ ልብ ወለድ እዩ። እንተዀነ፡ ኣብ ሓንቲ ካብ’ተን ጨካናት ውልቀ-መለኽቲ ዝርከቡወን ሃገራት ኣፍሪቃ፡ ሰብ ሕልሙ ወኒኑ ከግህዶ’ዶ ይኽእል፧

ባህጊ ቀዳመይቲ ልብ ወለደት መጻሓፍ ተስፋጊዮርጊስ’ኳ እንተዀነት፡ ደራሲኣ ግን ንነዊሕ እዋን ኣብ ሞያ ጋዜጠኝነትን ስነ-ጽሑፍን ክነጥፍ ምጽናሑ ይፍለጥ። “ካብ 19 ለካቲት 2009 ምስቲ ንኣባላት ረድዮ ባና ዝዓለመ ኣልማማ ግፋ ድሕሪ ምእሳሩ᎓ ድሕሪ ናይ ኣርባዕተ ዓመት ዘይፍርዳዊ ማእሰርቲ ብዕለት 19 መጋቢት 2013 ተፈቲሑ።”

Related Product

Scroll to Top