እዚ’ውን (Ezi’win)

250,00 kr

ሃገራዊ ኣግልግሎትን መስገዳላቱ፡ ስደት፡ ጕዕዞ ምድረ-በዳ ሰሃራን ሲናይን፡ ጕዕዞ ባሕሪ፡ ዝእመሰሉ ፍጻሜታት ትሕዝቶ’ዛ ጽዋ ኰይኖም፡ ናይ ሕጂ መንእሰይ ወለዶ ኤርትራ ብኸመይ ዝበሉ ፈተንቲ ተመኵሮታት ይሓልፍ ምህላዉ ብስእላዊ መንግደኢ እትትርኽ መጽሓፍ እያ።

Wishlist Compare

እዚ’ውን

ጽዋ ብመርሃዊ ወልደሚካኤል

መንእሰይ ኤርትራ፡ ብፍላይ ደቀንስትዮ፡ ኣብ ውሽቲ ሃገር፡ ጕዕዞ ናብ ስደትን ምስጋር ማእከላይ ባሕሪን ዝሓልፎኦ መስገደላት ብሰሓቢ ዝዀነ ጥበብ ትረኻ እተዘንቱ ጽዋ። መርሃዊ ከም ገጣሚ ኣብ ማሕበራዊ መራኸቢታት ብዙሓት ዘላልዩዎ ደራሲ’ኳ እንተዀነ፡ እዛ ናይ ጽዋ መጽሓፉ ብቕዓቱ ዘርኣየላ ስራሕ’ያ ክትበሃል ትኽእል። ምስ ነፍስ-ወከፍ ምከና ንነባቢ ዘጓነፉዎ ጠባያት ብስእለ-ኣእምሮ ናብ’ቲ ቦታ ተጐዓዙ’ዮም።

Weight 340 g

Reviews

There are no reviews yet.

Be the first to review “እዚ’ውን (Ezi’win)”

Your email address will not be published. Required fields are marked *

Scroll to Top