ኣሕታሚ እምኵሉ Emkulu Publisher

ሶይራ መርሬታ|Soyra Blog

Balcony Piece V

I thought I had put myself beyond the fence of control, yet I found myself rambling in the grips of suffocating ‘control’. The lingering thought about what I would write has enslaved me for far too long. I have known

Read More »

ናብራ ከልቢ

ኣነ፡ ቀዲምካ ኣብ ቈጸራ ምብጻሕ ስለ ዝፈቱ፡ ቅድም ኢለ’የ ኣብ’ታ ዝተቛጸርናላ ባር ካፕቴን ኵክ ዝበጻሕኩ። ዘወረድኩዋ ቢራ ድሮ ከማን ተፋሪቓ ነይራ። ምስቲ ደልዳላ ወዲ ባሪስታ ቍሩብ ሌላ ስለ ዝነበረና ንእሽቶ ዕላል ብምሓዝና፡ ኣይተረድኣንን ብዙሕ ከም ዝመዓጕኩላ። ጽምኢ’ውን ዘይነበረኒ ኣይኰነን፣ ኣብታ

Read More »

ፋነዋ ኣቦ

ኣቦይ ተኽለ፡ ቡን ተቘልያ ክሳዕ ካልኣይቲ እትስተ፡ ብዙሕ እዋን ካብ መንበር ተንሲኦም ንደገ ክወጹ ሃቂኖም ተመልሱ። ኣደይ ስላስ፡ ብዓልቲ ቤቶም፡ ከዕጠጥዩ ርእየን ነቲ ፋርኔሎ ተቐላጢፈን ከክንዲ ዓዀር ዝዀና ሒደት ፈሓም ወሰኻሉ። ኣብታ ብዙሕ ንጻል ዝነበራ ንእሽቶ ሸሓኒ ንቝርሲ ቡን ዝተቐረበ

Read More »

“ብሌን ሂወት” – ነጸብራቕ ህይወት ስደት ኤርትራውያን ኣብ ኤውሮጳ

“ብሌን ሂወት”፣ ብያሲን ዑመር ዓሊ (ቅጫ) ተጻሒፋ ዝተኣልየት፣ ትሮንድሀዬም፡ ኖርወይ፤ ሰላም ነቢል ኣፍራዪ ፊልም፡ 2014፣ 2፡04 ደቓይቕ። “ብሌን ሂወት” እትብል ፊልም ምስ ረኣኹ ነዚ ርእይቶ’ዚ ንምጽሓፍ ዘበገሱኒ ምኽንያታት ተምሳጥ፡ ቀጨውጨው፡ ሓጐስ፡ ሕርቃን ክዀኑ ይኽእሉ’ዮም። ልዕሊ’ዚኦም ምኽንያታት ግን ነዛ ፊልም ምስ

Read More »

“ተረፍ”፡ ህያብ ነቲ ብተመኵሮ ኲናትን ድሕረ-ኲናትን ኣብ ምሕላፍ ዝርከብ ወለዶ ኤርትራ

“ተረፍ — እኩብ ሓጺር-ዛንታታት”፣ ብኣኸደር ኣሕመዲን፣ ኣስመራ፡ ኤርትራ፤ ቤት ማሕተም ናለት፡ 2014፣ ገጻት፡ 206። ሓፈሻዊ መእተዊ “ተረፍ” ብመጋቢት 2014 ንማሕተም ዝበቕዐት ናይ ሓጸርቲ ዛንታታት እካብ እያ። ደራሲኣ ንነዊሕ ዓመታት ኣብ ስነ-ጽሑፋዊ ስራሓት ኤርትራ ክነጥፍ ጸኒሑ ዘሎ ኣኸደር ኣሕመዲን፡ ኣብ ዝተፈላለዩ

Read More »

“ቦሪን ኰይነ… ኢንጆይ ክኸውን ደልየ”

“ኢሂ ተገባሪት… ብሰንክኺ ድቃስ ክንስእን? ንባዕልኺ ኢንጆይ ኰይንኪ ንሕና ክነንባሁቝ።” “ተዝርከብስ ንዓይ ምሓሸኒ። ኣይትደቅሲ ኢለ ድማ ኢድኪን እግርኽን ኣይኣሰርኩኽን። ኣሕልፍና ጥራይ ሕጂ… ኣብ ኣፍ ማዕጾ ኰይንኪ ጀላዕላዕ እናበልኪ ሰብ ከይተተስኢ።” “ኪዲ ኸዝዝዛብ… ምስ’ዚ ሓለንጋይ ቅዙፍ ኣምሲኺ እንተይ ከይትስእኒ።” “ካብኣ ነጢርኪ

Read More »

ንጉሰ

ወዲ እልፉ ብዓል ሓሞት ኣንበሳ ቀጺዑ ብሞት ፋረ ምስ ተተልበበ ሽዑ’ዩ ስሙ ዝሃበበ። ልእልቲ ‘ሉ ከይሓደመ ብግናዕ ኢዱ ኣናገላደመ ኣእትዩ ጓል መስፍን ድላያ ኣቢሉ ዕፍን። ብላዕ ክትብሎ ኵላ ብግዲ፤ ኢደ-ሰባር ኰይኑ ህጡር ዓውዲ ቆፎ ኣምባሂቝ ብጥልቁዕ ከብዲ፣ መዓር ኣንጠብጢቡ ኣይነፈገን

Read More »
Scroll to Top